ኣድራሻና
ብርሃን ወንጌል ባፕቲስት ቤተክርስትያን ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ዳላስ ዝርከብ ናይ ኤርትራውያን ቤተክርስትያን እዩ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብህንጻ ብሪኹና ድማ ኣብ ናይ ገዛእ ርእስና ህንጻ ነምልኽ ኣሎና። ኣድራሻና ኣብ ታሕቲ ተጻሒፉ ኣሎ።
ብርሃን ወንጌል ባፕቲስት ቤተክርስትያን ኤርትራውያን
GOSPEL LIGHT ERITREAN BAPTIST CHURCH
11110 Garland Road
Dallas, TX 75218
United States of America
ቴሌፎን/ፋክስ: (214) 327-5700
ሴል ፎን ~ ፓስተር ስሎሞን ተወልደ፡ (214) 489-5889
ኢመይል: gospellighteritrea@yahoo.com
ካርታ ብርሃን ወንጌል ባፕቲስ ቤተክርስትያን ኤርትራውያን
መምርሒ መንገዲ:መምርሒ መንገዲ ንምርካብ ኣብ ካርታ ን 'B' ጠውቑ።
If you can not read this geez page, visit Geezsoft.com and download Geez Mahtem Unicode Font. If you still have problems, try using Firefox or Opera browsers.