

ናይ ኤርትራውያን ኣገልገልቲ ኮንፈረንስ ኣብ ማውንት ሌባኖን (ዳላስ፡ ቴክሳስ) ካብ ረቡዕ 20 ግንቦት ጀሚሩ ሰንበት 24 ግንቦት ክዛዘም እዩ። ኩሉኹም ኣመንቲ ኤርትራውያን ኣብዚ ኮንፈረንስ እዚ ንኽትሳተፉ ዕዱማት ኢኹም። በዚ መሰረት፡ ናብ ዳላስ ቴክሳስ ብነፋሪት ንእትመጹ ኣብ DFW Airport ወይ ድማ ኣብ Love Field Airport ከተቑርጹ ትኽእሉ ኢኹም፡
ናብ ዳላስ ዝእተወሉ ዕለት ሰሉስ (May 19, 2009) ኮይኑ፡ ፕሮግራም ዳማ ረቡዕ ንግሆ (May 20, 2009) ክጅምር እዩ።
ሓበፌታ ናይ ኣየር ቲከት ምስ ሰዓታት ንሓው ኢሳይያስ ኣብ 214-434-4356 ምስ እትድውሉ፡ ብእዋኑ ካብ ኤርፖርት ንኽንቅበለኩምን መደብ ክንገብርን ሓጋዚ እዩ።
ኣድራሻ ማውንት ሌባኖን እዚ ዝስዕብ እዩ።
Mt. Lebanon Baptist Encampment
1701 Texas Plume Rd.
Cedar Hill TX. 75104
ጎይታ የሱስ ይባርኽኩም።